https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5886
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ደም ባንኪ ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ክሳብ 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-405475 ምድዋል ይከኣል::