https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5872
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም 9:30 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት ይክፈት::