https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5870
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፤ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 09:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ክሳብ 15/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418556 ምድዋል ይከኣል::