https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5856
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 15/05/2011ዓ/ም ሰነድ ምውሳድ ይከኣል

2 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ኮይኑ ሰዓት 4:00 ቅ.ሰዓት ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል

]�)��f6��ɠ