https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5845
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሓንቲ ሚኒ ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 13/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይኸውን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400177 ምድዋል ይከኣል።