https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5828
መቐለ ሆስፒታል ፍርጅ ፅገና ንምፅጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ፅገና/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/05/2011ዓ/ም ክሳብ 10/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30

2 እዚ ፕሮፎርማ 10/05/2011ዓ/ም 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400246 ምድዋል ይከኣል።