https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5827
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑ ኦርጂናል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 13, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ክሳብ 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 13/05/2011ዓ/ም 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ንግዲ ማሕበራት መቐለ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460583/0116/0052 ምድዋል ይከኣል።