https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5813
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ መቀያየሪ ዝኸውን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 09/05/201 ዓ/ም ሰዓት 11:30

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ጀሚሩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል።