https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5783
ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ካብ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ክሳብ 07/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599841 ምድዋል ይከኣል።