https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5765
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መድረክ ክራይ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክካረ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኢቨንት ምዝግጃው/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 06/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 07/05/2011ዓ/ም ናይ ንግሆ ሰዓት 3:00

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል።