https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5757
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለው ዝርዝር ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

Bering original

For Photo copy 2318

Pcs

08

2

Toner Graund for developer canon

IR 2420 photo copy (2202)

Pcs

04

3

Qctueter senser

For IR canon 2420 photo copy(2318)

pcs

08

Grand Total

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 04/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418556 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።