https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5756
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 10:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 03/05/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401875 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።