https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5753
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶራት ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ንቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ታፔላ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእን ክዕድግን ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 06/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/05/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 4:00

 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።