https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5700
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይከኣል።

 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406577 ምድዋል ይከኣል።