https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5690
ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጣብያ ሃረያ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ዝኸውን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 24/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ድ/ቀትሪ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-405123/0910-141095 ምድዋል ይከኣል።