https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5683
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 25/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል።