https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5680
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ናይ እንዳ ብረታ ብረት (ጣውላ) ስራሕቲ እትሰርሑ ናይ ዳርት ቦክስ /ካብ ጣውላን ሓፂንን ዝስራሕን ብላሜራ ዝስራሕ ናይ ትካንዶ ቁፅሪ መፅሓፊ ላሜራ ብረት ብሳምፕል መሰረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:30  ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408877 ምድዋል ይከኣል።