ን3ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ፃውዒት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
መደብ:
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ክሳብ ዕለት 25/04/2011 ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል።