https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5669
ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ.ሰዓት

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ.ሰዓት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401209 ምድዋል ይከኣል።