https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5658
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ኣቅሑት ቢሮ ማለት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝስራሕ ናይ ተምሃሮ ወንበር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም                         

2 በቲ ሓድሽ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ

3 ልዕሊ ሚኢቲ ሽሕ ዝኮነ ጨረታ ምስክር ወረቅት ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኾነን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም ፤

4 ናይ ወርሒ ሕደር ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርብ፤

5 መክበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ቢሮን ኤሌክትሮኒከስን 4000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም።

6 ነብሲ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 07/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ን/ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋይ/ምም/ንብረትን ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል።

7 እቲ ሳንዱቅ ጨረታ 07/05/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

8 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-740028/0660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።