https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5651
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ ጥሙር ባጀት Block grant ብዝረኸቦ ገንዘብ ንመሳርሒ ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 19/04/2011 ዓ/ም ዝኽፈተሉ  23/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንግሆ ይኸውን።