ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ GEQIP ብዝረኸቦ ገንዘብ ሓገዝ ንቤተ ንባብ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
መደብ:
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት
/
1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 19/04/2011 ዓ/ም ዝኽፈተሉ 23/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንግሆ ይኸውን።