https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5640
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ እቲ ፕሮፎሮማ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።