https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5637
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 21, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22/04/2011ዓ/ም ካብ ሰዓት 11:00 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00

ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።