https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5634
ኮሌጅ ቴክኔክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ናይ ሕትመት ክንዕድግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 09:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:10 ንጉሆ እቲ ፕሮፎሮማ ይኽፈት።

 ብስ.ቁፅሪ 0347-730211/09-20256876 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።