https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5633
ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ዲኮርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 24/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ እቲ ፕሮፎሮማ ይኽፈት።

 ብስ.ቁፅሪ 0344-408887 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።