https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5617
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምምሕዳርን መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ኮሌጅና ሰርቪስ መኪና ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ከሳብ 30/10/2011ዓ/ም ኪራይ ክጥቀም ይደሊ።

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30

3 እዚ ጨረታ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።