https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5614
ኮሌጅና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ አብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካለና ከገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርትን ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም  ሰዓት 09:00

2 እዚ ጨረታ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402490  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።