https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5613
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ንኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ፓድ ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም  ሰዓት 10:00

2 እዚ ጨረታ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።