https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/561
ናይ መሬት ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ 56
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 25, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከተማ መቐለ ከተማ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምሓዝ ብዝወፀ ሊዝ ደንቢ ቑፅሪ 76/2005 ከምእውን መምርሒ ቑፅሪ 5/2006 መሰረት ንመንበሪ፣ ንንግዲ ግልጋሎት ዝውዕል 120 ቦታታት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ፣ ሓወልቲ፣ ዓይደር፣ ሓድነትን፣ ኲሓን ሰሜንን ኣዳልዩ ብሊዝ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ፡፡