https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5594
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ተ.ቁ

ናይ ኣቅሑት ዝርዝር

መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ኮላ ታይገር 1ኪ/ግ

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

15

2

ኮላ ውድ ፊክስ 3ኪ/ግ

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

03

3

ጣውላ በዓል 20

ኣውስትራልያ

ቁፅሪ

130

4

ጣውላ በዓል 25

ኣውስትራልያ

ቁፅሪ

50

5

ጣውላ በዓል 30

ኣውስትራልያ

ቁፅሪ

80

6

ስልኪ ዋይር በዓል 0.5

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

50

7

ስክሪው ንእሽተይ

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

03

8

ኦክስተርናል ዳይ /ጥርሲ  መውፅኢ/

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

02

9

ራውንድ ባር /ለማፅ ቴንዲኖ/

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

10

10

ኢንተርናል ዳይ / ጥርሲ መውፅኢ/

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

02

11

መፍትሕ ናይ ሸልፍ

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

15

12

ቆርቆሮ በዓል 4.5

በዓል 4.5

ቁፅሪ

60

13

ሞራለ 4*5

4*5

ቁፅሪ

60

14

ሞራለ 5/7

5*7

ቁፅሪ

30

1 ካብ ዕለት 16/04/2011ዓ/ም ክሰብ 18/04/2011