https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5593
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ተ.ቁ

ናይ ኣቅሑት ዝርዝር

መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ናይ ሻወር መንፊት ርስሓትJUN 1 1/4

JUN 1 ¼ Siz 1 1/4

ቁፅሪ

02

2

ካዲስኮ ቀለም ቁፅሪ 132 ሕብሪ

ኮድ ቁፅሪ 132

ጎማ 4 ሊትሮ

05

3

ካዲስኮ ቀለም ቁፅሪ 171 ሕብሪ

ኮድ ቁፅሪ 171

ጎማ 4 ሊትሮ

05

4

ናይ ሽንቲ ቤት ፃሕሊ ፃዕዳ

ሰራሚክ/ፃዕዳ

ቁፅሪ

04

5

ቱቦ ማይ በዝሒ 25 ½ ኢንች

½ ኢንች B class

ቁፅሪ

25

1 ካብ ዕለት 16/04/2011ዓ/ም ክሰብ 18/04/2011