https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5592
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኮብልስቶን ፀፀር-00 ክንዕድግ ስለንደሊ እዚ ድማ ካብ ክልተ ኣውላዕሎ ን እንደርታን ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ዘጓዓዕዘ ሲኖ ትራክ መኪና ኮይኑ በዝሒ ኮብልስቶን 70000 7ተ ግዜ ዘመላልስ መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም ኮይኑ ፀፀር-00 5ተ ግዜ ዘመላልስ መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም ኮይኑ ግልጋሎት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

1 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 16/04/2011ዓ/ም ክሳብ 18/04/2011 ዓ/ም ብኣየር ይውዕል።

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 03 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-730211 ምድዋል ይከኣል።