https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5582
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ምድብ 2 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ምድብ 3 ክራይ ዶዘር መኪና ፣ ምድብ 4 ፅገና መኪና ፣ በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ማሽነሪ ክራይ/

 1 ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ኮረም ብምዃድ ንነብሰወከፍ ሎት ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 15/014/2011 ዓ/ም ክሳብ 01/05/2011 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምዃድ ምዉሳድ ይክእሉ።

2 እቲ ጨረታ ዕለት 01/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ይክፈት።

3 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ዝርዝር ረቆሒታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345-510258/ 0345-510562 /0925-449749 0914-786225