https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5576
ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይንናስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ዝኸውን ዝተፈላለዩ ዓይነት ኩዕሶ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 15/04/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/04/2011 ዓ/ ሰዓት 11:30 ኾይኑ

2 ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:30

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-141095/0937-023598 ምድዋል ይከኣል።i