https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5570
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ጨረታ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 07:59 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:10.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

 በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 እዚ ጨረታ ዕለት 18/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይኽፈት።

2 ሰነድ መሸጢ ዘይምለስ 10.00 ብር (ዓሰርተ ብር)

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-211602