https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5566
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ ዝተፈላለዩ ሞዴል መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 09:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓም ክሳብ 17/4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅራብ ይክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9:10 ነባር ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ክ/ምምሕዳር ዓይደር 03 ዝርከብ ይክፈት