https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5564
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮብራ መኪና ኣቅሑትን: ፅሕፈት መሳርሒ :መድሓኒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 04:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓም ክሳብ 16/4/2011 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ ኣታ ክገብር ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/4/2011 ዓም ሰዓት 4:30 ይክፈት

3 ኣድራሻ ዕደጋ ቀደማ ከይበፃሕካ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓ’ፍካ

ስልኪ 0344408755