ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ህንፃ መሳርሒ: ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ቤተ ንባብ : ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
መደብ:
ህንፃ መሳርሒ
/
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
/
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት
/
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
/
1 እቲ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓም ክሳብ 16/4/2011 ሰዓት 4:00 ይከዉን
2 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 16/4/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት ሰዓት 5:00 ይክፈት