https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5551
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ በርጅስተን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011ዓ/ም ይፀንሕ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404417 ምድዋል ይከኣል።