https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5544
ቢሮ ሳይንስ ቴክኖሊጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላላያ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 11:24 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 11:25 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:25 ድ/ቀትሪ ክትቀርቡ ትኽእሉ፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-404161 ምድዋል ይከኣል።