https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5531
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ናይ ኮምፒተር ቀለም TK 1160፣ ሕትመት፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ንቴክኖሎጂ ንብረታት፣ ናይ ሶፋ ስፖንጂን ናይ ሶፋን ጨርቂን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 04:05 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 04:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ካብ 10/04/11 ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ብኣየር ይውዕል።

2 እዚ ጨረታ 15/04/2011 ዓ/ም 4:10 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕደጋ ሓሙስ ይኽፈት።                           

ንተወሳኺ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0347-730211/0920-256876 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።