https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/552
ቓላሚኖፉሉይ 2ይብርኪቤትትምህርቲካብዚንታሕቲዝተጠቐሱ ብግለፂብጨረታኣወዳዲሩክትዕድግ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታግልፂጨረታ

ቓላሚኖፉሉይ  2ይብርኪቤትትምህርቲካብዚንታሕቲዝተጠቐሱ ብግለፂብጨረታኣወዳዲሩክትዕድግ ትደሊ

  1. ናይ ፀብሒ ጥራምረ: ብርስን ዓይኒ ዓተር :በርበረን ካልኦትን
  2. ሞኮሮኒ ፓስታን ካልኦት ተዛመድትን
  3. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ
  4. ናይ ፅሬት አቑሐት
  5. ዩኒፎርም ተምሃሮ
  6. ኮቦርታን ኣንሶላን
  7. አስቤዛ በብሰሙኑ ዝቅርብ

ተደላይ ረቁሓታት ዝርዝር ከምዝስእብ ይኸዉን

  • ናይ 2008 ዓ/ምንግዲፍቓድዘሐደሰ
  • ናይግብሪከፋልነትመፍላይቑፅሪ  (TIN NO) መረዳእታከቕርብዝኽእል
  • ቫት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉመረዳእታ ናይነሐሰ ወርሒ ዲክላራስዩን ከቅርብዝኽእል::
  •  ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰመቕረባይነትምዝገባመረዳእታከቕርብዝኽእል::
  • ንሕድሕድ ናይቲጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ብዝስዕብ ዝርዝር ይኽዉን
  • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 2000
  • ንፀብሒ ጥራምረ ብርስን: ዓይኒ ዓተር ካልኦትን ብር 2000
  • ሞኮሮኒ ፓስታን ካልኦት ተዛመድትን ብር 2000
  • ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብር 3000
  • ዩኒፎርም ተምሃሮ 3000
  • በርበረ ብር 2000
  • ኣስቤዛ ብር 2000
  • ኮቦርታን ኣንሶላን ብር 1000

   ኾይኑ ብቓላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሽም CPO (ብጥረ ገንዝብ) ከትሕዝ ዝኽእል

  •  ቤትትምህርትናንክግዛእካብዝሐተቶ  20 % ክትዉስኽወይድማክትቅንስትኽእልእያ::
  • ዝርዝርናይጨረታሰነድብር 20.00 (ዒስራ ቅርሺጥራሕ)ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ - 45 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትኽእሉ ::
  • ዘይንበብፎቶኮፒንስርዝድልዝዘሎዎመረዳእታፈፂሙተቐባልነትየብሉን::
  • ናይቲዕድጊትዝርዝርድሌትመግለፂቤትትምህርቲካብዘቅርቦናይዋጋመቅረቢቅጥዒወፃኢዋጋ መሊኡዘቅርብተቐባልነትየብሉን::
  • እዚጨረታ ነሐሰ 18 /12 / 2007 ዓ/ም ሰዓት  4:00  ተዓፅዩሰዓት   4:30  ኣብ ኣደራሽ ቓላሚኖ ፍሉይ ቤትትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::
  • ቤትትምህርትናዝሐሸመማረፂእንተረኺባብኽፋልይኩንብሙሉእእቲጨረታናይምስራዝመሰላዝተሐለወእዩ::

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቑፅሪ  0345591486  / 0914 76 47 62 ምድዋልይካኣልእዩ