https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5482
ካብ ትልምን ፋይናንስን ካብ ናይ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳይሬክቶሬት ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕሉ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይዕፀው።10/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-40057 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።