https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5478
ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ንዘለና ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤጀንሲና ፋይል ካብኔትና በሪ ቁልፊ ንምቅያር፣ ምቅራፅን ናይ ጠረጴዛ ድሮ ወር ቁልፊ ምቅያርን ምፅጋን ንሰብ ሞያ ኣካላት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይዕፀው። 10/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400527 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።