https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5469
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ከተማ መቐለ ግልገሎት ዝውዕል ባስ መኪና ክራይ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

1

ናይ ዓባይ ባስ መኪና ክራይ

-ን154 ሰልጠንቲ

-ኣብ ዝተብሃሎ ግዜ ተረኪቡ ካብ ኣግበ ናብ መቀለ ብዘይምትእጉል ዘምፅእ

-50 ሰብ ትሕዝ ነዳዲ ናይ ሽፌር ኣበል ካልኦት ወፃኢታት ካብ ናይ ባዕሉ ዝሽፍን

1ቁፅሪ

03

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።