https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5460
ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ብሳምፕል መሰረት ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እቲ ጨረታ 08/04/2011 ክሳብ 11/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415997 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።