https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5456
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕሉ 1- ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር 2- ፕሪንተር 3- ፕሮጀክተር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሪጋ

ዓይነት ንብረት

ሞዴል

መዐቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ኮምፒተር ዲስክ ቶፕ

ስፔስፊኬሽን ይመልከቱ

Pcs

03

2

ፕሪንተር

ስፔስፊኬሽን ይመልከቱ

Pcs

01

3

ፕሮጀክተር

ስፔስፊኬሽን ይመልከቱ

Pcs

02

1 እቲ ጨረታ 08/04/2011 ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ.ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።