https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5446
ኤርፖርት ኣክሱም ካብ 24/03/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ተርሚናል ዝርከብ ንጋሻ መቀበሊን ንናይ ውህብቶ ኣቅሑት መሸጢ ዝውዕሉ ቦታታት ብጨረታ ከካሪ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛ/ህንፃ ክራይ/

1 ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ናብ ቢሮ ፋይናንስ ኤርፖርት ብምምፃእ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክትገዝኡ ትኽእሉ ምዃንኩም እናገለፅና ጨረታ 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይኽፈት።

2 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-959599 / 0348-759004 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።