https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5432
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ወረዳ እንዳ መኾኒ ኣገልግሎት መሳርሕታት ፍቃድ ንግዲ መሳርሕታት ሙዚቃ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 08/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 23/04/2011 ዓ/ም ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ኣብ ከተማ ማይጨው ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መፂእኹም ክትወስዱ ከምትኽእሉ ንሕብር።

 ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ

1 ፍቃድ ንግዲን መቅረባይነትን  ዘቅርብ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝኽእል፤    

2 ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኾኑ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፤

3 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ ) ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

4 እቲ ጨረታ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት።

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይዅን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።